Meeting with Eritrean diaspora -TI

ህዝባዊ ኣኼባ ምስ ኤርትራዊያን ነበርቲ ጥልያን።

EASO ብዕለት 30 መስከረም ምስ ኤርትራዊያን ነበርቲ ጥልያን መቀጸልታ ኣኼባ ኣዳልዩ ስለዘሎ ንኹላትኩም ነበርቲ ጥላያን ኤርትራዊያን ክዕም ይፈትው።

ዕላማ ናይዚ ኣኼባ፥ ማሕበራት ኤርትራዊያን ምስ ስደትኛታት ዝሰርሑን ካልኦት ብውልቆም ዝነጥፉ ማሕበራት ዘጋጥሞም ጸገማትን ንምዝታይን ጸገማቶም ክዛረቡሉ ዝኽእሉ መድረኽ ንምፍጣዩ።

ቦታ ፥ Grand Hotel Palatino, Via Cavour, 213/M-00184, Rome. ካብ 10:00 -17:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ


 

Click for English
 

 

Stay updated. Connect with EASO on social media